Location

University Library, St. Clare Room

Start Date

10-3-2018 9:45 AM

End Date

10-3-2018 10:15 AM

Description

ኣብ ምምዕባል ኣብ ዝርከቡ ሕብረተባት፡ ሕቶ ምእላይ ኣረጋውያን ወለዲ፡ ሓደ ካብቶም ቍባውን፡ ባህላውን ስነምግባራውን ብድሆታት እዩ። ኣብ ሕብረተሰባት ኤርትራ፡ ሕቶ ምእላይ ወለዲ፡ ናይ ነፍሲ ወከፍ ኣባል ስድራቤት ስነምግባራዊ ሓላፍነት ምዃኑ ከም ርዱእ ዝውሰድ እኳ እንተዀነ፡ ዳርጋ ኵሎም ሕግታት እንዳባ፡ ንኣተጋገብርኡ ብዝምልከት፡ ከም ኣካል ሕጊ ኣስፊሮሞ ይርከቡ፡፡ እዚ ጽሑፍ እዚ፡ ንምእላይ ወለዲ መንጽር ሕግታት እንዳባ ብዕሙቕ ዝበለ መንገዲ ዝድህስስ ክኸውን እዩ። መወከሲ እዚ ጽሑፍ እዚ እቶም ኣብ 1937 ክሳብ 1938 ተሓቲሞም ዝተዓቀቡ ሕግታት እንዳባ ኤርትራን፡ ገለ ብኣፈታሪኽ ዝተረኽቡ ሓበሬታትን ክኾኑ እዮም።

Short Bio of the Presenter(s)

Dr. Mussie Tesfagiorgis published numerous books and academic articles which include: Africa in Focus: Eritrea; A Fading Nature: Aspects of Environmental History of Eritrea (1800-1991) በረኸት ቀዳሞት ፡ ታሪኽ ልምድን ባህልን ወግዕን ድጊን ህዝቢ ከበሳ ኤርትራ ብመንጽር ሕጊ እንዳባጋ

Share

COinS
 
Mar 10th, 9:45 AM Mar 10th, 10:15 AM

Parental care on perspective of Eritrean Customary laws - ሕግታት እንዳባ ብዛዕባ ምእላይ ወላዲ