Event Title

ጨፈራ ኣብ ባህላዊ መርዓ

Presenter Information

Georgo Habte

Location

University Library, Viewing & Taping A

Start Date

10-3-2018 4:00 PM

End Date

10-3-2018 5:00 PM

Description

ባህላዊ ጭፈራታት

እዚ ጭፈራታት እዚ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ኣብ ግዜ መርዓ ኣብ ግዜ ህጽኖት መማሰይ ተባሂሉ ዝግበር ኮይኑ እንዳተቀባበልካ ዝድረፍ ደርፊ ዩ። መንእሰያት እንዳተቀባበሉ ክዛናግዕሉ ከማኡውን መርዑት ከዘናግዕሉ የምስዩ። ምስ ግዜ እንዳሃሰሰ ግን ይመጽእ ኣሎ። እዚ ያታዊ ስነ-ጥበብ ንኸይጠፍእ ኣቃልቦ ክግበረሉ ይግባእ ። ዕላማ ጽሑፈይ እውን ኣብዚ ዘተኮረ ዩ። ገለ ካብ ጥንታውያን ጭፈራታት ብምቅራብ ከኣ ኣብ ሞዕቃቡ ኣቃልቦ፡ንኽግበረሉ መልእኽቲ ንምትሕልላፍ ዩ።

This document is currently not available here.

Share

COinS
 
Mar 10th, 4:00 PM Mar 10th, 5:00 PM